Archive

13 Dec

ኣብ ሓባራዊ መግለፂ ጥምረት ሲቪክን ቢዝነስን ማሕበራት ትግራይ ኣመልኪቱ ብሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ (ACSOT) ዝተውሃበ መብርሂ

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ናይ ዝነጥፋ 124 ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ጥምረት ዝኾነ ሕብረትና -ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ (ACSOT) ምስ ሽዱሽተ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ፣ ቢዝነስን ናይ ሃይማኖት ትካላትን ብምዃን ብዕለት 27/03/2017 ዓ/ም ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ምውፅኡ ስዒቡ ብዋናነት ኣብቲ ናይ መጀምርታ ነጥቢ ናይቲ መግለፂ ዝተፈላለዩ ርኢቶታት ይወሃቡ […]

READ MORE